Search a title or topic

Over 20 million podcasts, powered by 

Player FM logo

Humble Servant Of Jesus Christ Podcasts

show episodes
 
Artwork

1
Heritage Sunday Sermons

Heritage Baptist Church, Johannesburg

icon
Unsubscribe
icon
icon
Unsubscribe
icon
Weekly+
 
Heritage Baptist Church exists by the grace of God and for the glory of God, which is the ultimate purpose of all our activities. We seek to glorify the God of Scripture by promoting His worship, edifying and equipping the saints, evangelizing the nations, planting and strengthening churches, calling other assemblies to biblical faithfulness and purity, encouraging biblical fellowship among believers and ministering to the needy, thus proclaiming and defending God’s perfect law and glorious ...
  continue reading
 
Artwork

1
ፈለገ ጥበብ እም ፍኖተ ኣትናቴዎስ /Fnote Atnatiewos/

Fr. Fnote-Atnatiewos (ቀሲስ ዉሉደ ፈለገ-ጥበብ)

icon
Unsubscribe
icon
icon
Unsubscribe
icon
Monthly
 
An Eritrean Orthodox Priest Rooted in the timeless wisdom of the Church Fathers, this podcast is a humble offering from a servant of the Eritrean Orthodox Church. Under the pen name Fnote-Atnatiewos, I share reflections, teachings, and spiritual guidance—born from love for Christ and a deep responsibility to shepherd the faithful entrusted to me. May each episode inspire, uplift, and strengthen you in your daily walk with our God, Savior, and Lord Jesus Christ. ”ብግቡእ ግዜ እተዘርበ ቓል ከም ሮማን ወርቂ ኣ ...
  continue reading
 
Loading …
show series
 
መልእክቲ ናብ ሰብ ዕብራዉያን ምዕራፍ 4 ከም ዝነግረና፣ ሰንበት ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ ጥራይ ዘይኰነት፣ እንኮላይ ናይታ ተስፋ እንገብራ ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ፣ መዓልቲ ጐይታ መንግስቲ ኣምላኽ እንወርሰላ፣ ምሳሌ ዉን እያ። መዓልቲ ሰንበት ምኽባር እንኮላይ በዓላት ጐይታ ከነብዕል ዉን ይእዝዘና። ዓብየቲ በዓላት ናይ ጐይታ ኲሉ ግዜ ክቅደሳን፣ ከነኽብረን ተኣዚዝና ኣለና።By Fr. Fnote-Atnatiewos (ቀሲስ ዉሉደ ፈለገ-ጥበብ)
  continue reading
 
“It's not over until the fat lady sings," is a common maxim that is often used to remind us that there is hope for the current state of negative affairs to change. In our text, we start seeing glimmers of hope that Ruth and Naomi’s circumstances, bleak as they are, are in the sovereign control of a seeing God Who works all things for our good and H…
  continue reading
 
ኣብዛ ሳልሰይቲ ክፋል፣ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ከመይ ጌሩ ንቀዳም፣ ብመዓልቲ ትንሳኤኡ ብሰንበት ምልኣት ከም ዘልበሳን፣ ሰንበት ናይ ምሕረት ናይ ፈዉስን ናይ ሕድገትን ምዃና ከም ዝመሃረን፣ ክንርኢ ኢና።By Fr. Fnote-Atnatiewos (ቀሲስ ዉሉደ ፈለገ-ጥበብ)
  continue reading
 
ኣብዚ ካልኣይቲ ክፋል፣ ሰንበት ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ ጥራይ ዘይዀነት፣ እግዚአብሔር ብህልዉንኡ ንህዝቡ ከም ዝቕደስ ኪዳን ኮይና ዝቖመት መዓልቲ ምዃናን፣ ብተወሳኺ ካብ ባርነት ሓራ ናይ ምዉጻእ ምልክት፣ ግዙኣት ሓራ ዝዉጽኡላ፣ ድኽነት ዝሰዓረላ፣ ናይ ምሕረት፣ ናይ ቅዱስ እኬባ፣ መስዋእቲ ናብ እግዚአብሔር ዞዓርገላ መዓልቲ ምዃና፣ ክንርኢ ኢና።By Fr. Fnote-Atnatiewos (ቀሲስ ዉሉደ ፈለገ-ጥበብ)
  continue reading
 
መዓልቲ ሰንበት ክትቅድሳ ዘኽር ትብል ራብዐይቲ ትእዛዝ መእተዊ ቀዳማይ ክፋል ኮይኑ፣ ኣብዚ መደብ ኣበጋግሳ ናይዛ ሕጊ ካበይ ዘፍጥረት ዝጀመረ ከም ዝዀነን፣ ጐይታ በዛ መዓልቲ ፍጥረት ካብ ምፍጣር ከም ዘዕረፈ፣ ንዓለም ብመለኮታዊ ባህሪኡ ካብ ምስሳይ ግና ከም ዘየዕረፈ፣ ንሕና ድማ፣ ናይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሕጊ ተከቲልና፣ ከምኡ ካብ ስራሕ ከነዕርፍ፣ በቲ ናቱ ጸጋ ክንስሰይ ድማ ንሰንበት ከነኽብር ከም ዝግብኣና ክንመሃሃር ኢና።By Fr. Fnote-Atnatiewos (ቀሲስ ዉሉደ ፈለገ-ጥበብ)
  continue reading
 
ኣብዛ ካልአይትን መወዳእታን ክፋል፣ ስም እግዚአብሔር ብከንቱ ኣይትለዕል እንታይ ማለት እዩ? ብከንቱ ትርጉሙ እንታይ እዩ? ስም እግዚአብሔር ምጽራፍ ከም ዘይግባእ፣ ስም እግዚአብሔር ብከንቱ ከነልዕል ከምዘይግባእ፣ ክንምሕል ክንሕስው፣ ከንቃልል ከም ዘይግባእ ኣብዚ ክንዝቲ ኢና። ብትወሳኺ ከመይ ጌርና ኢና ስም እግዚአብሔር ከንኽብር ዘለና? ክንጽሊ፣ ከነመስግን፣ ስሙ ክንቕድስ፣ በቲ ንነብሮ ናብራ ስሙ ክንቕድስ ከም ዝግባእ ክንማሃር ኢና። ሰሚዕኹም በረኸት እንድህሪ ረኺብኩም፣ ናብ ካልኦት መንፈሳዊ ረብሓ ክረብሑሉ ዝኽእሉ፣ ሼር በልዎም። እግዚአብሔር ይ…
  continue reading
 
ሰላም ንዓኹም፣ ብሰንኪ ጻዕቒ ስራሕ ከይተዘርግሐ ዝቐነየ፣ መበል ራብዓይ ክፋል ትምህርቲ ብዛዕባ 10 ትእዛዛት ናባዂም የብሎ ኣሎኹ። ኣብዚ ትምህርቲ ብዛዕባ እታ ሳልሰይቲ ሕጊ፣ "ስም እግዚአብሔር ብከንቱ ኣይተልዕል" ክንዝትይ ኢና። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል፣ ብዛዕባ ኣገዳስነት ስም፣ ኣስማት እግዚአብሔር፣ ልዕልና ስም እግዚአብሔር ክንርኢ ኢና። ብተወሳኺ፣ ብዛዕባ ኢየሱስ ድዩ ዝበሃል፣ ዋላስ የሱስ፣ ዋላስ እየሱስ ባዕልኹም ከተንብብዎ ይላበው። ብሩኽ ምኽትታል። ሰሚዕኹም በረኸት እንድሕሪ ረኺብኩምሉ፣ ናብ ካልኦት ሼር ክትብልዎ ብትሕትና ይሓትት። ብሩክ ምኽ…
  continue reading
 
ዘጸ 20.4 "ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለው፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ኣብ ማይ ከኣኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ምስልን ስእልን ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ ኣግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይ ወለዶ ዚቐጽዕ፡ ንዚፈትዉንን ትእዛዘተይ ንዚሕልውን ግና ክሳዕ ኣሻሓት ምሕረት ዝገብር እየ።" ብባዕላዊ መገዲ ንእግዚአብሔር ዘምለኹ እንታይ ኣጋጢምዎም? በቲ ቅኑዕ መገዲ ዘምለኹ`ከ እንታይ በረኸት ረኺቦም? ንሳልሳይ ራብዓ…
  continue reading
 
ዘጸ 20.4 "ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለው፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ኣብ ማይ ከኣኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ምስልን ስእልን ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ ኣግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይ ወለዶ ዚቐጽዕ፡ ንዚፈትዉንን ትእዛዘተይ ንዚሕልውን ግና ክሳዕ ኣሻሓት ምሕረት ዝገብር እየ።" ቀንዲ መልእክቲ ናይዛ ሕጊ እንታይ እዩ? ንእግዚአብሔር ኣምላኽ`ከ ከመይ ጌርና ከነምልኾ ይግባእ?…
  continue reading
 
ዘጸ 20.4 "ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለው፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ኣብ ማይ ከኣኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ምስልን ስእልን ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ ኣግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይ ወለዶ ዚቐጽዕ፡ ንዚፈትዉንን ትእዛዘተይ ንዚሕልውን ግና ክሳዕ ኣሻሓት ምሕረት ዝገብር እየ።" እንታይ ማለት እዩ፧? እንታይ ይፈቕድ፣ እንታይ ከ ይኽልኽል? ኣብዛ ቀዳመይቲ ክፋል ብዛዕባ ስእልን ኣጠቃቕምኡን፣ ክንዝትይ ኢና…
  continue reading
 
ናይ ቁስጥንጢንያ ሊቀ ጳጳስ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ኣብ ከባቢ 400 ዓ.ም. ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈ-ወርቅ ናብ ምእመናን ዝሰደዶ መልእክቲ ፋሲጋ፣ ብምንያት በዓለ ፋሲጋ ክትሰምዕዎ ናባኹም የብሎ። ብሩኽ በዓለ ፋሲጋ። ርሑስ በዓለ ትንሳኤ!By Fr. Fnote-Atnatiewos (ቀሲስ ዉሉደ ፈለገ-ጥበብ)
  continue reading
 
As we conclude Isaiah’s saga of trusting the Lord, we come to the pinnacle narrative where the Assyrian king taunts the people of Judah for trusting in God. This scene resembles the Garden of Eden, where the serpent asks, did God really say? Sennacherib asks, did God really say you can trust him? This Lord’s Day we will examine this story and see h…
  continue reading
 
ቀዳመይቲ ትእዛዝ "ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ። ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።" እዛ ቀዳመይቲ ትእዛዝ እንታይ መልእክቲ ኣለዋ? ነዛ ሕጊ ንምፍጻም እንታይ ክንገብር ኣለና? ኣብዚ መደብ ተኸታተሉ። እዚ ትምህርቲ እዚ ነቶም ኣበ ነፍሲ ዝሓዝክዎምን፣ ንኣባላት ማኅበርን ዝተዳለወ ትምህርቲ እዩ፣ ኣገዳሲ ኮይኑ እንተረኺብኩሞ፣ ንበረኸት ክኸዉን ናብ ካልኦት ኣካፍልዎ (ሼር በልዎ)። እዚኣ ሳልሰይትን መወዳእታ ክፋልን ናይ ሰለስተ ክፋል እያ።…
  continue reading
 
ቀዳመይቲ ትእዛዝ "ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ። ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።" እዛ ቀዳመይቲ ትእዛዝ እንታይ መልእክቲ ኣለዋ? ነዛ ሕጊ ንምፍጻም እንታይ ክንገብር ኣለና? ኣብዚ መደብ ተኸታተሉ። እዚ ትምህርቲ እዚ ነቶም ኣበ ነፍሲ ዝሓዝክዎምን፣ ንኣባላት ማኅበርን ዝተዳለወ ትምህርቲ እዩ፣ ኣገዳሲ ኮይኑ እንተረኺብኩሞ፣ ንበረኸት ክኸዉን ናብ ካልኦት ኣካፍልዎ (ሼር በልዎ)። እዚኣ ካልአይቲ ናይ ሰለስተ ክፋል እያ።…
  continue reading
 
ቀዳመይቲ ትእዛዝ "ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ። ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።" እዛ ቀዳመይቲ ትእዛዝ እንታይ መልእክቲ ኣለዋ? ነዛ ሕጊ ንምፍጻም እንታይ ክንገብር ኣለና? ኣብዚ መደብ ተኸታተሉ። እዚ ትምህርቲ እዚ ነቶም ኣበ ነፍሲ ዝሓዝክዎምን፣ ንኣባላት ማኅበርን ዝተዳለወ ትምህርቲ እዩ፣ ኣገዳሲ ኮይኑ እንተረኺብኩሞ፣ ንበረኸት ክኸዉን ናብ ካልኦት ኣካፍልዎ (ሼር በልዎ)። እዚኣ ቀዳመይቲ ናይ ሰለስተ ክፋል እያ።…
  continue reading
 
Loading …
Copyright 2025 | Privacy Policy | Terms of Service | | Copyright
Listen to this show while you explore
Play